ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣሜሪካ ንፍጻመታት 100 መዓልታት ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ አብይ አሕመድ ንኢዳ


ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ማይክል ረይነር፡ እቶም ቀዳማይ ሚንስተር ዝድነቅን ንጹርን መደረታት ጌሮም ጠቃሚ ስጉምትታት’ውን ወሲዶም ኢሎም ኣለው።

ኣብዚ ዝሓለፈ ፍርቂ ወርሒ መጋቢት ኣብ ፓርላማ ቃለ መሓላ ብምፍጻም ንኢትዮጵያ ንምምራሕ ሓላፍነት ዝተረኽቡ ቀዳማይ ሚንስተር ዶ/ር አብይ አሕመድ ኣብዚ ሓላፍነቶም 100 መዓልታት ዝመልኡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን’ዩ።

ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ማይክል ረይነር ናይ ሃገሮም ገምጋም ኣቐሚጦም ኣለው።

ኣምባሳደር ረይነር ብዛዕባ ፋጻመታት 100 መዓልታት መዝነት ቀዳማይ ሚንስተር ኣብይ ዝተዛረቡኣሜሪካን ኢትዮጵያን ኣብ ጉዳያት ሰብኣዊ መሰላትን ዲሞክራሲን ብስሩዕ ዝመካከርሉ መድረኽ ሎሚ ኣብ ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ኢትዮጵያ ኣብ ዝተኻየደሉ እዋን እዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣዝብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG