ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣሜሪካ ናብ ህንዲ ዝካየድ በረራታት ትድርት: ሕክምናዊ መሳርሒታት ግን ትልግስ


ኣብ ህንዲ ዝርገሐ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ይጋደድ ብምህላዉ ኣሜሪካ ናብ ህንዲ ዝግበሩ በረራታት ኣብዚ ሰሙን ክልከላ ክትገብር ምዃና ኣፍሊጣ ።

ምምሕዳር ባይደን ቀረባት ኮቪድ 19 ይልእኽ እኳ እንተሃለወ ገለ ገለ ግና ካብኡ ንላዕሊ ክስርሕ ይግባእ ክብሉ ይወቅሱ ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።


XS
SM
MD
LG