ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'ኣሜሪካ ትምረሐሉ ፓሊሲ ጉዳያት ወጻኢ ፣ ኣብ ‘ትሕትናን ምትእምማንን’ ዝተሰረተ ክኸውን እዩ'ሓድሽ ዝተመዘዙ ሚ/ጉ/ወጻኢ ኣሜሪካ

ሓድሽ ፕረዚደንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን፣ ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ንክኾኑ ዝመዘዝዎም ኣንቶኒ ብለኪን "ኣሜሪካ ትምረሐሉ ፓሊሲ ጉዳያት ወጻኢ ፣ ኣብ ‘ትሕትናን ምትእምማንን’ ዝተሰረተ ክኸውን እዩ" ኢሎም። ሚስተር ብለኪን ትማሊ ሰሉስ ኣብ ቅድሚ ኮሚቴ ዝምድናታት ወጻኢ ጉዳያት ሴነት ኣሜሪካ ቀሪቦም ምስክርነት ሂቦም ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።


XS
SM
MD
LG