ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣሜሪካ ብቁጽሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተታሕዙ ሰባት ኣብ ዓለም ቐዳመይቲ ኮይና


ኣሜሪካ ብበዝሒ ትሑዛት ኮሮናቫይረስ ንቻይናን ጣሊያንን ብምሕላፍ ካብ ዓለም ቀዳመይቲ ኮይና ኣላ።

ኣብ ኣሜሪካ ኣስታት 86 ሽሕ እቲ ቫይረስ ዘለዎም ዝሞቱ ድማ ኣስታት 1,296 ኮይኖም ኣለው።ጣሊያን 80,589: ቻይና 81,781 በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ መዝጊበን ኣለዋ።

XS
SM
MD
LG