ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣሜሪካዊያን ኮሮናቫይረስ ዘሕደረሎም ቁጠባዊ ተጽዕኖ ዘቃልል መንግስታዊ ሓገዝ ገንዘብ ክረኽቡ እዮም


ፕሬዝዳንታ ዶናልድ ትራምፕ ሎሚ ረቡዕ ብትዊተር ኣብ ዝዘርግሑዎ መልእኽቲ ብሰንኪ ኣገዳስን ኣድላይን ዝኾኑ ናይ መቆፃፀሪ ፖሊስታት ሆቴላት፣መዘናግዒታትን ኣብያተ ምግብን ስለዝተዓፀው ካብ ስራሕ ወፃኢ ንዝኾንኩም ሰባት ገንዘብ ናባኹም ይመፅእ ከምዘሎ ክትፈልጡ ኣለኩም ኢሎም።


ምምሕዳር ትራምፕ ንኣናእሽቱ ንግድታት ልቓሕ ዝውዕል 250 ቢሊዮን ዶላር 50 ቢሊዮን ዶላር ድማ ንመንገድታት ኣየር እታ ሃገር ንምሕጋዝ ሓዊሱ 850 ቢሊዮን ዶላር ኮንግረስ ከፅድቐሎም ይደልዩ።እዚ ዋይት ሃውስ ናብ ኮንግረስ ኣቕሪቡ ካብ ዘፅደቖ ፻ ሚሊዮን ብተወሳኺ እዩ።


ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG