ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣመራርሓ ህውሓት ንመስርሕ ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን ዘለዎም ልዑል ድልየት ኣረጋጊጾም


ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይን ኣቦ መንበር ህወሓት ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል (ፋይል)
ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይን ኣቦ መንበር ህወሓት ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል (ፋይል)

ኣብ ጉዳይ መስርሕ ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራ ኣመራርሓ ህወሓት ነቲ ሰላም ይደልይዎ ድዮም ዝብል ጥርጣረ ኣብ መራሕቲ መንግስቲ ኤርትራ ነይሩ፤ ኮይኑ ግና ብኣካል ተራኺብና ምርድዳእ ምስገበርና ንሰላም ዘለና ልዑል ድልየት ኣረጋጊፆም ኣለው ክብሉ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይን ኣቦ መንበር ህወሓት ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ኣፍሊጦም።

ዶክተር ደብረፅዮን ንእዋናዊ ጉዳይ ብዝምልከት ኣብ ዝብሃብዎ መግለፂ ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ “ዘለና ዕድል ተኸባቢርና ብሓባር ምንባር ወይ ምብትታን” ኢሎም ንዝተዛረብዎ እወን መብርሂ ሂቦም ኣለዉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG