ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣመሪካ ብካልኣይ ሃገር ሓሊፎም ኣመሪካ ዝኣተው ሓተቲ ዑቕባ ዝድርት ውሳነ ተሕልፍ

ኣመሪካ ብካልኣይ ሃገር ሓሊፎም ኣመሪካ ዝኣተው ሓተቲ ዑቕባ ዝድርት ውሳነ ተሕልፍ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:05 0:00

ኣመሪካ ብካልኣይ ሃገር ሓሊፎም ኣመሪካ ዝኣተው ሓተቲ ዑቕባ ዝድርት ውሳነ ተሕልፍ

ብካልኣይ ሃገር ሓሊፎም ናብ ኣመሪካ ዝመጹ ስደተኛታት ኣብታ ዝሓልፉላ ሃገር ፈለማ ዑቁባ ከይሓተቱ እንተመጽዮም ኣብ ኣመሪካ ዑቁባ ምሃብ ከም ዝኽልክል ምምሕዳር ባይደን ትማሊ ሰሉስ ኣፍሊጡ።

እዚ ነቲ ብሰንኪ ክልከላ ቤት ፍርዲ ከይተተግበረ ዝተረፈ ጻዕሪ ምምሕዳር ዶናልድ ትራምፕ'ውን ዘንጸባርቅ እዩ።

XS
SM
MD
LG