ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣመሪካ: ሰነተር ካማላ ሃሪስ ምክትል ሕጹይ ፕረዚደንት ጆ ባይደ ክትከውን ተመሪጻ


ፕረዚደንታዊ ሕፁይ ዴሞክራቲክ ፓርቲ ኣሜሪካ ጆ ባይደን ንሴነተር ካሜላ ሃሪስ ምኽትል ፕረዚደንት ንክኾና ሓርየምወን።

ጆባይደንን ካሜላ ሃሪስን ሎሚ ረቡዕ ንፈለማ እዋን ብሓባር መግለጺ ክህቡ እዮም።

ከም አዳላዊ ኮሚቴ ባይደን ሃሪስ ንፕረዚደን ትራምፕን ምኽትሎም ማይክ ፔንስን ኣብቲ ወርሒ ሕዳር ዝካየድ ምርጫ ብምስዓር ዳግም መንፈስ ሓባራውነት እታ ሃገር ንምምላስን እዛ ሃገር ቕድሚት ንምስጓምን ከምዝሰርሑ ክዛረቡ ትጽቢት ይግበር።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG