ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣመሪካዊያን ዋላ'ኳ ቍጽሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተታሕዙ እንተወሰኸ ጥንቃቐታት ከጕድሉ ይረኣዩ


ኣመሪካዊያን ዋላ'ኳ ቍጽሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተታሕዙ እንተወሰኸ ጥንቃቐታት ከጕድሉ ይረኣዩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:07 0:00

ኣመሪካዊያን ዋላ'ዃ ቁጽሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተሓዙ እንተወሰኸ ጥንቃቀታት ከጉድሉ ይረኣዩ

ብመሰረት ማእኸል ቁጽጽር ሕማማት ሲዲሲ (CDC ) ኣብ ኣመሪካ ኣብ ዝሓለፋ ክልተ ሰሙናት ሰሙናት ቁጽሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተታሕዙ ሰባት ብሰለስተ ዕጽፊ ወሲኹ'ሎ። ።

ኣብ ከተማ ኒውዮርክ በቲ ቫይረስ ዝተታሕዙ ሰባት ካብቲ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ዕጽፊ ብምኻኖም እቲ ናይ መጠንቀቅታ መጠን ክብ ኢሉ'ሎ።

እቲ ኩነታት ከምዚ ክንሱ ዝተአከበ ሓድሽ ርእይቶ ህዝቢ ግን ኣመሪካውያን ማስክ ማለት መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ምግባርን ርሕቀትካ ምሕላውን ዝብሉ ጥንቃቀታት ዝሓደጉ ምኻኑ የርእይ።

XS
SM
MD
LG