ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣመሪካን ሩስያን፡ ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ጽልወአን ንምስፋሕ ይፋጠጣ


ኣመሪካን ሩስያን፡ ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ጽልወአን ንምስፋሕ ይፋጠጣ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:41 0:00

ኣመሪካን ሩስያን፣ ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ጽልወአን ንምስፋሕ ይፋጠጣ

ኣመሪካን ሩስያን፣ ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ጽልወአን ንምስፋሕ ተፋጢጠን ኣለዋ። ኣመሪካ ትመርሖ ልምምድ ጸረ ግብረ ሽበራ ኣብ ጋና ይቃናዕ ኣሎ። ዕላማ’ቲ ልምምድ፣ ምግፋሕ እስላማዊ ሚልሻታት ንምቁጽጻር እዩ። ኣብ’ቲ መደብ ዝሳተፉ ኣዘዝቲ፣ ንሃገራት ምዕራብ ኣፍሪቃ ንምሕጋዝ ይሰርሑ ዘለው፣ ኣብ ክንዲ ከም ሩስያ ዝበላ ሃገራት፣ ነንባዕለን ክተሓጋገዛ ስለ ዝመረጹ’ውን እዩ ይብሉ።

XS
SM
MD
LG