ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣመሓዳሪ ክልል ትግራይ - መጸዋዕታ ሰላም ናብ ሕብረት ኣፍሪቃ ልኢኾም


ኣብ ከባቢ ከተማ መቐለ ደብዳብ ንምክያድ ዝኸደት ነፋሪት ብሓይሊ ጸረ ኣየር ነፈርቲ ተወቒዓ ክብል መንግስቲ ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።

ኣመሓዳሪ ክልል ትግራይ ዶ/ር ደብረጽየን ገብረሚካኤል ኢትዮጵያ ናብ ዝኸፍአ ኹናት ሓድሕድ ከይትኣትው ብምባል ናብ ሕብረት ኣፍሪቃ መጸዋዕታ ሰላም ልኢኾም ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣመሓዳሪ ክልል ንትግራይ መጸዋዕታ ሰላም ናብ ሕብረት ኣፍሪቃ ልኢኾም
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:35 0:00


XS
SM
MD
LG