ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣሕደርቲ ኣብያተ ትምህርቲ ኤርትራ


ኣብ ሚንስትሪ ትምህርቲ ኤርትራ ዳይረክተር ጨንፈር ምክትታል ኣሕደርቲ ኣብያተ ትምህርቲ ኣቶ ፍስሃየ ኪዳነ
ኣብ ሚንስትሪ ትምህርቲ ኤርትራ ዳይረክተር ጨንፈር ምክትታል ኣሕደርቲ ኣብያተ ትምህርቲ ኣቶ ፍስሃየ ኪዳነ

ኣብ ኤርትራ ዝተኸፍቱ ኣሕደርቲ ኣብያተ ትምህርቲ ሸፈነን ዝርግሐን ትምህርቲ ኣብ ርሑቕ ከባቢታት ብምስፋሕ ምዕሩይነት ትምህርቲ ኣብ ምርግጋጽ ዓቢ ተራ ይጻወቱ ከምዘለዉ ኣብ ሚንስትሪ ትምህርቲ ኤርትራ ዳይረክተር ጨንፈር ምክትታል ኣሕደርቲ ኣብያተ ትምህርቲ ኣቶ ፍስሃየ ኪዳነ ንቪኦኤ ተዛሪቡ።

ብደረጃ ዓለም ምሃይምነት ንምጥፋእን ናይ ቀዳማይ ደረጃ ትምህርቲ ንምርግጋጽን ዝተታሕዘ ሸቶ ንምውቃዕ ኣሕደርቲ ኣብያተ ትምህርቲ ኣቋራጭ መንገዲ ከምዝኾኑ ኣቶ ፍስሃየ ኣረዲኡ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

ኣሕደርቲ ኣብያተ ትምህርቲ ኤርትራ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:07 0:00


XS
SM
MD
LG