መቐለ —
ፈፃሚ ስራሕ ‘ኣለና ቴክ’ ፀጋዝኣብ ሰለሙን
‘ኣለና ቴክ’ ኣብ ሓፂር ግዜ ፅቡቅ ለውጢ ዘመዝግብ ዘሎ ካብ ዝጣየስ ሓደ ዓመት እኳ እንተገበረ ብዕሊ ስራሕ ካብ ዝጅምር ግን 8 ኣዋርሕ ዘቑጸረ ትካል እዩ።
ኣብዘን ሒደት ኣዋርሕ ንልዕሊ 40 መናእሰይ ዕድል ስራሕ ንምፍጣር ዝከኣለ እዩ። ምስ ፈፃሚ ስራሕ ‘ኣለና ቴክ’ ፀጋዝኣብ ሰለሙን ዝተኻየደ ዕላል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።