ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣህጉራዊ ረድኤት ናብ ክልል ትግራይ ክኣቱ ጀሚሩ


ኣህጉራዊ ረድኤት ናብ ክልል ትግራይ ክኣቱ ጀሚሩ። መድሃኒትን ቀረባት ረድኤትን ዝጸዓና መካይን ኣህጉራዊ ቀይሕ መስቀል- ድሕሪ`ቲ ኩናት ንመጀመርያ ግዜ ናብ ክልል ትግራይ ክኣትዋ ክኢለን ኣለዋ።

ኣብ ኣህጉራዊ ቀይሕ መስቀል ዳይሬክተር ኣፍሪቃ ፓትሪክ ዮሱፍ፥ እቲ ረድኤት ንሆስፒታላትን ንዝያዳ ሓገዝ ዘድልዮም ሰባትን ቀልጢፉ ክበጽሕ ኣገዳሲ ምዃኑ ይጠቅስ።

ንሱ ኣስዒቡ ዶክተራትን ኣለይቲ ሕሙማትን ንሰሙናት ብዘይ ቀረባት`ዮም ጸኒሖም ኢሉ ።

XS
SM
MD
LG