ኣስመራ —
ኣህጉራዊ መዓልቲ ቆልዑ “ንነባሪ ምዕባለ ቆልዑ መብጽዓና ነሕድስ”ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ቴማ ሎሚ 20 ሕዳር 2018 ኣብ መላእ ኤርትራ ብዝተፈላለዩ መሰናድኦታት ብድምቀት ተዘኪሩ።