No media source currently available
ኢጣልያ: ንሓሙሽተ መዓልታት ኣብ ወደብ ካታንያ ዝጸንሑ 150 ስደተኛታት ትማሊ ሰንበት ክራገፉ ኣፍቒዳ። እቶም መብዛሕትኦም ኤርትራዊያን ዝኾኑ ስደተኛታት ካልኦት ሃገራት ሕብረት ኣውሮጳ ነቶም ስደተኛታት ከምዝቕበልዎም ከየፍለጡ ናብ ወደባታ ከምዘይራገፉ ብምግላጻ ንዝሓለፈ ሓሙሽተ መዓልታት ኣብ ወደብ ካታንያ ኣብ መርከብ ምጽንሖም ይፍለጥ።