ሃዋሳ —
ኢጋድ ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ኬንያን ሞያለን ቱርካናን ብዝፍጠር ተደጋጋሚ ግጭት ኣብ ናይቲ ከባቢ ቁጠባዊ ዕብየት ዝሕታለን ውጥረትን ክሰፍን ገይሩ’ሎ ይብል ።
ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ኬንያን ነባሪ ሰላም ንምርግጋፅ ዓሊሙ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ኣብ ዝተዳለወ መድረኽ መንግስታዊ ሰበስልጣን ክልቲአን ሃገራት ይሳተፉ ኣለው።