ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢዜማ: ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ዝተመደበ ልዝብ ዝመርሕ አካል ብኹሉ ተቐባልነት ዘለዎ ክኸውን ሓቲቱ


ኢዜማ ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ትፅቢት ንዝግበረሉ ሃገራዊ ምኽክር ዝመርሕ ኣካል ብኹሉ ተቐባልነት ዘለዎ ክኸውን ሓቲቱ።

ናይ ኢትዮጵያ ዜጋታት ንማሕበራዊ ፍትሒ (ኢዜማ) ኣብ መወዳእታ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ሃገራዊ ምርድዳእን ነባሪ ሰላም ንምፍጣር ኣብ ዝካየድ ፃዕሪ ዝካየድ ሃገራዊ ምኽክር ንምምራሕ ዝጣየስ ኣካል ብኹሉ ወገን ተቐባልነት ዘለዎን ካብ ናይ መንግስቲ ይኹን ናይ ዝኾነ ይኹን ፓርቲ ተፅዕኖ ወፃኢ ክኸውንን ፃውዒት ኣቕሪቡ።

እቲ ሃገራዊ ምኽክር ግን ምስ እዋናዊ ናይ ፀገማት መፍትሒ ክተሓዋወስ ከምዘይብሉ እውን ኣተሓሳሲቡ ኣሎ ።

XS
SM
MD
LG