No media source currently available
ኢንዳስትሪ ፓርክ መቐለ ካብ ዝምረቕ ሓደ ዓመትን ሽድሽተን ወርሕን ኣቑጺሩ’ሎ፡፡ እዚ ኣብ 25 ሄክታር መሬት ዝተደኾነ ፓርክ ኣብዚ ሕጂ እዋን ካብ ሸዳት ጀሚሩ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕሉ ብሎካት ኣብ ልዕሊ ምሓዙ ንሓምላዋይ ቦታ እውን ዘጠቃለለ እዩ ክብሉ ኣተሓባበሪ’ቲ ፓርክ ኣይተ ፊሊሞን ታረፈ ገሊጾም፡፡