ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያ: 44 ወረዳታት ክልል ሶማል ብዝኸፍአ ደርቂ ከምዝተጠቕዓ ተገሊጹ


ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ሶማሌ ካብ ዝርከባ 93 ወረዳታት እተን 44 ብዝኸፍአ ድርቂ ከምዝተጠቕዓ ተገሊጹ።ነቲ ድርቂ ንምምካት ናይቲ ክልል መንግስቲ፣ፓርቲ ብልፅግና እቲ ክልል፣ሰራሕተኛታት መሪሕነትን መንግስቲ ናይቲ ክልልን ምሕጋዞም ተፈሊጡ ኣሎ።

ሓደጋ ናይቲ ድርቂ እናኸፍአ እንተድኣ ከይዱ ንልምዓት ዝተመደበ በጀት ክሳብ ምዕፃፍዝበጽሕ ስጉምቲ ክውሰድ ከምዝኽእል ናይቲ ክልል ኮሚሽነር ኮሚሽን መሪሕነት ስግኣትን ሓደጋን ዶክተር ዓብዱልፋታሕ ሼኽ ቢሊ ንድምጺ ኣሜሪካ ገሊፆም ።

XS
SM
MD
LG