ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያ 300,000 ዶዝ ሲኖፍራም ዝተባህለ ኣብ ቻይና ዝፈርይ ክታበት ቫይረስ ኮሮና ሎሚ ምቕባላ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ 300,000 ዶዝ ሲኖፍራም ዝተባህለ ኣብ ቻይና ዝፈርይ ክታበት ቫይረስ ኮሮና ሎሚ ምቕባላ ተገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:43 0:00

እቲ ክታበት አዲስ አበባ ኣብ ዝኣተወሉ ሚኒስትር ጥዕና ኢትዮጵያ ዶ/ር ሊያ ታደሰ እቲ ብመንግስቲ ቻይና ዝተወፈየ ክታበት ቫይረስ ኮሮና ብምምስጋን ሃገረን ትቕበሎ ዘላ ክታበት ቫይረስ ኮሮና ምስ ውድብ ጥዕና ዓለምን ናይ ኢትዮጵያ ምቁጽጻር መግብን መድሃኒትን ድሕሪ ምርግጋጹ ምዃኑ ሓቢረን ኣለዋ::

XS
SM
MD
LG