ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያ: ደርቂ ጓሶት እንሰሳታቶም ዝምገብዎ ክበልዑ የገድዶም ምህላው ይገልጹ


 ኢትዮጵያ: ደርቂ ጓሶት እንሰሳታቶም ዝምገብዎ ክበልዑ የገድዶም ምህላው ይገልጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:08 0:00

ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘጋጠመ ተራእዩ ዘይፈልጥ ደርቂ፣ ንዘራእቲን ሚልዮናት ጥሪትን ኣጥፊኡ፣ ናብርኦም ኣብ ሕርሻን እንስሳትን ዝተሞርከሰ ሚልዮናት ሰባት ድማ ጥምየት ኣጋጢምዎም'ሎ። ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ካብ ደቡብ ምብራቅ ኢትዮጵያ ባሌ "ብፍላይ ኣብ ክልል ኦሮምያ፣ ኢትዮጵያ፣ ገለ ጓሶት፣ ዘዋፍሩወን ጥሪት ይበልዐዖ ንዝነበረ ሰራውር ምምጋብ ጀሚሮም ኣለው" ይብል።

XS
SM
MD
LG