ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያ፡ ወነንቲ ናብ ሑመራ ዘምርሓ ዝነበራ መካይን ንብረትና ብፖሊስ ተአጊዱ ክብሉ ይኸሱ


ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናብ ከተማ ሰቲት ኢሎሑመራ ይጓዓዛ ዝነበራ ንብረት 68 ነጋዶ ዝፀዓና 2 መካይን፤ ከተማ ደባርቅ ምስ በጽሓ ፖሊስ ሒዙ እቲ ንብረት ብምርጋፍ ክእገድ ተገይሩ ክብሉ ንብረቶም ዝተትሓዞም ነጋዶ ጠሪዖም።

ኣዛዚ ፖሊስ ከተማ ደባርቅ ዋና ኢንስፔክተር ውቤ ተዘራ እቲ ንብረት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓለ ብጉጅለ ኮይኖም ንብረት ንምቅፃልን ንምዝራፍን ካብ ዝፈተኑ ንምድሓን እዩ ኢሎም።

እቶም ዝፈተኑ ኣካላት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም ዶ? ተባሂሎም ተሓቲቶም “ ብዙሓት መናእሰይን ህዝብን ከመይ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ክተውዕል ትኽእል” ዝብል ምላሽ ሂቦም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG