ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያ: ኣብ ዞባ ቦረና ብሰንኪ ደርቂ ዝተመዛበሉ ዜጋታት ሓገዝ ከምዘይረኸቡ ይገልጹ


ዞባ ቦረና
ዞባ ቦረና

ኣብ ኢትዮጵያ ዞባ ቦረና ብሰንኪ ደርቂ ካብ መነባብርኦም ዝተመዛበሉ ዜጋታት ሕጂ'ውን ደገፍ ከምዘይረኸቡ ገሊጾም።

ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ተመዛቢሎም ኣብ ወረዳ ዱቅሉቅ ዘለዉ ስድራቤታት መግቢ:ማይን ካልኦት ንጽሬት ዘድልዩ ቀረባት ከምዘይረኸቡ ገሊጾም: ኣብ ቀረባ ሓገዝ እንተዘይበጺሒዎም ንዝበኣሰ ጸገም ከምዝቃልዑ ተዛሪቦም'ለዉ።

ቤት ጽሕፈት ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ እቲ ዞባ ብወገኑ ጉዳዮም ትኹረት ረኺቡ ጸገማቶም ንምፍታሕ ይስራሕ ኣሎ ኢሉ'ሎ።

XS
SM
MD
LG