ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያ፡ ኣብ ክልል ኣምሓራ 3 መሳጊድ ባርዕ ሓዊ አጋጢምወን፡ነዚ ዝቓወም ሰልፊ ተኻይዱ


ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ከተማ ሞጣ ዝሓለፈ ዓርቢ ኣብ ልዕሊ ሰለስተ መሳጊድ ባርዕ ሓዊ ከምዘጋጠመ ተገሊፁ።

ድሕሪ እዚ ባርዕ ሓዊ ተጠርጠርቲ ኣብ ምሓዝን ነቲ ከባቢ ኣብ ምርግጋእን ይስራሕ ከምዘሎ፤ዳግመ ህንፀት እውን ይካየድ ምህላውል ፖሊስ እቲ ከባቢ ገሊፁ’ሎ።

ነዚ ዝተፈፀመ ባርዕ ሓዊ ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ምኽያዱ’ውን ተገሊጹ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG