ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያ፡ ኣብ ከተማ ደምቢደሎ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ


ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮምያ ከተማ ደምቢደሎ ሎሚ ሰላማፊ ሰልፊ ተኻይዱ። ሰልፈኛታት ኣብ ዱር ዝርከቡ ዕጡቓት ጉጅለታት ምስ መንግስቲ ተላዚቦም ሰላም ክፈጥሩ ሓቲቶም ኣለው።

እቲ ሰላማዊ ሰልፊ ዝተኻየደ እቲ ሕብረተሰብ ብዘቕረቦ ሕቶ መሰረት’ዩ ዝበሉ ናይ’ቲ ዞባ ሓላፊ ፖለቲካን ውዳበ ገጠርን ኣብ ዱር ተዓጢቑ ዝንቀሳቀስ ዘሎ ሓይሊ ብዕርቂን ሰላማዊ ኣገባብን ንኽኣትው ጸዊዖም ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኢትዮጵያ፡ ኣብ ከተማ ደምቢደሎ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:00:55 0:00

XS
SM
MD
LG