ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያ: ኣብ መዕቖቢ ተመዛበልቲ በድሌ ሮቃ ሕጽረት መግቢ ከምዘሎ ተመዛበልቲ ገሊጾም


ተመዛመልቲ ኣብ ክልል ኣምሓራ- ፋይል
ተመዛመልቲ ኣብ ክልል ኣምሓራ- ፋይል

ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ወሎ ወረዳ ሃብሩ መዕቖቢ ቦታ በድሌ ሮቃ ዝርከቡ ተመዛበልቲ ኣጋጢሙና ብዝበሉዎ ዘተሓሳስብ ሕፅረት መግቢን ሰብኣዊ ጉድኣትን ካብቲ መዕቖቢ ወፂኦም ናብ ከተማታት ይስደዱ ከምዘለው ንሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ ገሊፆም።

ተመዛበልቲ ኣብ ዝኸዱሉ ከተማታት ንልመና ከምዝተቓልዑ ሓቢሮም ኣለው።

ናይ ክልል ኣምሓራ ኮሚሽን ምክልኻል ሓደጋን ውሕስነት መግብን ሓገዝቲ ኣካላት ዝኣተውዎ ቃል ብእዋኑ ረድኤት ኣየቕረቡን ብዝብል ኣብ መዕቖቢ ተመዛበልቲ ሕፅረት መግቢ ከምዘሎ ኣረጋጊፆም ኣለው።

XS
SM
MD
LG