ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያ: ኣምንስቲ ዜጋታት ሰልፊ ከይወጹ ምክልኻል ምጥሓስ መሰል'ዩ ክብል ወቂሱ


ዜጋታት ንሰልፊ ከይወጹ ምክልኻል ምጥሓስ መሰል ሓሳብካ ብናጽነት ምግላጽን መሰል ናጽነት ምትእኽኻብን'ዩ ክብል ኣምንስቲ ወቂሱ።


እቲ ጉጅለ ዓለምለኸ ተሓለቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ነዚ ውሳነ ዝሓዘ ጽሑፍ ዘውጽኣ ዓሌት መሰረት ዝገብረ'ዩ ዝተባህለ ኣብ ልዕሊ ተወላዶ ብሄር ኣምሓራ ዝፍጸም መጥቓዕቲ ንምኹናን ዝተጸውዓ ሰልፊ ብመንግስቲ ድሕሪ ምክልኻሉ'ዩ።

ክልል ኣምሓራ ግን እቲ ሰልፊ ዝተከልኸለ ብምክንያት ጭቡጥ ስግኣት ጸጥታ'ዩ ይብል።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።


XS
SM
MD
LG