ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያ፡ አዋጅ ምክልኻል ናይ ጽልኢ ዘረባን ናይ ሓሶት ሓበሬታን ጸዲቑ


ፋይል
ፋይል

ብዝተፈላለዩ ተሓለቕቲ መሰላት፣ሰብ ሞያ መሓውራት ዜናን ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝብን ልዝብ ክካየደሉ ዝቐነየ ዝርግሐ ናይ ጽልኢ ዘረባን ናይ ሓሶት ሓበሬታን ምክልኻልን ምቁፅፃርን ኣዋጅ ሎሚ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ ጸዲቑ’ሎ።

ንዳይሬክተር ርክብ ህዝብን ኮሚኒኬሽንን ፌደራል ዓቃቢ ሕጊ ንድምጺ ኣሜሪካ መብርሂ ሂቦም ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኢትዮጵያ፡ አዋጅ ናይ ጽልኢ ዘረባን ናይ ሓሶት ሓበሬታን ጸዲቑ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:06 0:00



XS
SM
MD
LG