ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያ ንዘጋጠማ ጸገም መፍትሒኡ ሕገ መንግስታዊ ደአ እምበር  ፖለቲካዊ ኣይኮነን ክብል ፓርቲ ብልጽግና ኣፍሊጡ


ኢትዮጵያ ንዘጋጠማ ጸገም መፍትሒኡ ሕገ መንግስታዊ ደአ እምበር ፖለቲካዊ መፍትሒ አማራጺ ኣይኮነን ክብል ፓርቲ ብልጽግና ኣፍሊጡ።

ምስ ድምጺ ኣሜሪካ ቃለ መጠይቕ ዝካየዱ ወሃቢ ቃል ፓርቲ ብልጽግና ኣቶ ኣወሉ ዓብዲ መፍትሒ ሓሳብ አለኒ ዝብል አካል ካብ ሕገ መንግስታዊ ውሳነ ከይወጸ አማራጺኡ ከቕርብ ይክእል’ዩ ኢሎም።

ንሶም ወሲኾም ኣብ ልዕሊ ዝቐረቡ አማራጺታት ምስ ዝኾነ አካል ንምዝርራብ ፓርቲ ብልጽግና ማዕጽኡ ክፉት’ዩ’ውን ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኢትዮጵያ ንዘጋጠማ ጸገም መፍትሒኡ ሕገ መንግስታዊ ደአ እምበር  ፖለቲካዊ ኣይኮነን ክብል ፓርቲ ብልጽግና ኣፍሊጡ
please wait

No media source currently available

0:00 0:00:47 0:00


Recommended

XS
SM
MD
LG