No media source currently available
ዕለት 28 ናይዚ ሒዝናዮ ዘሎና ወርሒ፡ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኢትዮጵያ ዋዕላ ኢንተርነት ከጋብእ ይቀራረብ ኣሎ። እዚ ዝኸውን ዘሎ ግን መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ 6 ሚልዮን ነበርቲ ክልል ትግራይ ክልከላ ኢንተርነትን ካልእ መራኸቢታትን ኣንቢሩሉ ኣብ ዘሎ እዋን’ዩ።