ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያ፡ ተቓዋሚ ውድብ ዓረና አባላቱ ጉድኣት ይበጽሖም ኣሎ ክብል ይኸስስ


ኣባላት ተቓዋሚ ውድብ ዓረና ንልኡላውነትን ዴሞክራስን ኣብዚ ናይ ለውጢ ግዜ ዝተብሃለ እውን ጉድኣት ይበፅሖም ኣሎ ክብል እቲ ውድብ ኣፍሊጡ።

ሓላፊ ውዳበታት ህዝቢ እቲ ውድብ ኣይተ ተኽለዝጊ ወልደገብርኤል ብፍላይ ኣብ ወረዳ ቆላ ተምቤን ዝርከቡ ኣባላት ዓረናን ስድርኦምን መውቃዕትን ምፍርራሕን ይበፅሖም ኣሎ ኢሎም።

ኣዛዚ ፖሊስ ወረዳ ቆላ ተምቤን ኮማንደር ክብሮም ወልዱ ኣብታ ወረዳ፤ ሰብ ብፖለቲካዊ ኣረኣእይኡ መጥቃዕቲ ኣይብፅሖን እኳ ደኣስ እቲ ውድብ ኣብ ዘሰናድኦ መድረኻት ኣካላት ፀጥታ ሰላማዊ ኮይኑ ንክሓልፍ ሓገዝቲ እዮም ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኢትዮጵያ፡ ተቓዋሚ ውድብ ዓረና አባላቱ ጉድኣት ይበጽሖም ኣሎ ክብል ይኸስስ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:43 0:00


ርእይቶኹም

ርእይቶ ንምርኣይ

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ ወርሒ ህልው ኩነታት ሰላም ኢትዮጵያ ከመይ ይግምገም

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG