ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያ ምክንሻብ ደቂ ኣንስትዮ ክሳብ 2025 ንምትራፍ ክሰርሕ’ያ ክትብል ኣፍሊጣ


ሎሚ ምክንሻብ ደቂ ኣንስትዮ ብዓለምለኸ ደረጃ ክተርፍ ንምግባር ምብርባር ዝግበረላ ዕለት’ያ። ኣብ ዓለም ልዕሊ 200 ሚልዮን ደቂ ኣንስትዮ ምክንሻብ የጋጥመን። ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ካብ ህጻናት ክሳብ 15 ዓመት ዝዕድሚኣን ደቂ ኣንስትዮ ንልምድታት ምኽንሻብ ዝተቓልዓ’የን። ኢትዮጵያ ምክንሻብ ደቂ ኣንስትዮ ክሳብ 2025 ንምትራፍ ክሰርሕ’ያ ክትብ ኣፍሊጣ’ላ።

ነዚ ንምትግባር ኢትዮጵያ ትገብሮ ተካይዶ ዘላ ጻዕሪን ዘለዋ ብድሆታት ብዝምልከት ኣብ ሚንስትሪ ደቂ ኣንስትዮን መንእሰያት ዳይሬክተር ምብርባርን ተሳትፎን ኣቶ ስለሺ ታደሰ የብርሁ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG