ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያ: ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ተመስሪቱ


ፋይል
ፋይል

ኣብ ኢትዮጵያ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ሎሚ ተመስሪቱ።

ንናይቲ ክልል ኣመሓዳሪ ናይ ምምራጽ ሕገ መንግስታዊ ስልጣን ዘለዎ ጉባኤ ሃረሪ፣ ንስም ሕጹይ ኣመሓዳሪ ከምዘቅረበን፣ እቲ ቤት ምኽሪ ተቀቢሉ ከምዘጸደቆን ተፈሊጡ'ሎ።

ብኣካይዳ እቲ ናይ ሎሚ መስርሕ ቅሬታ ዝሓደሮም ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ፣ ናብቲ ኣዳራሽ ኣይንኣቱን ስለዝበሉ፣ ምልኣተ ጉባኤ ኣይተማለኣን ተባሂሉ እቲ ኣኼባ ምብታኑ'ውን ተሓቢሩ።

XS
SM
MD
LG