ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያ: መግቢ ናይ ምሕሳም አድማ ዘካይዱ ዘለው እሱራት ንናይ ጥዕና ጸገም ይቓልዑ ከምዘለው ተገሊጹ


ኣብ ኢትዮጵያ ቤት ማእሰርቲ ቃሊቲ ዝርከቡን መግቢ ናይ ምሕሳም ኣድማ ኣብ መበል 16 መዓልታት ዝርከቡን በዓል ጀውሃር መሓመድ ሕማም ኩሊት ሓዊሱ ንዝተፍላለዩ ጸገማት ጥዕና ይቃልዑ ከምዘለው ንኩነታት ጥዕነኦም ክከታተሉ ዝጀመሩ ጉጅለ ወለንተኛታት ሓካይም ገሊጹ።

"ሕቶና ክሳብ ዝምለሰልና እዚ መግቢ ናይ ምሕሳም ኣድማ ኣይነቋርጾን" ዝበሉ እቶም እሱራት፣ መራሕቲ ሃይማኖትን ውልቀሰባትን ነዚ ክቋርጽዎ ንምእማኖም ዝገበርዎ ፈተነ ከምዘይሰለጦም ሓደ ካብ ጠበቃታቶም ገሊጾም ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG