ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያ ሒዛቶ ዘላ ጉዕዞ ለውጢ ክዕወት ሓገዝ መሻርክታ ከምዘድልያ ኣምባ.ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ገሊጾም


ኢትዮጵያ ተታሓሒዛቶ ዘላ ጉዕዞ ለውጢ ንክዕወት ናይ መሻርኽታ ሓገዝ ከምዘድልያ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ማይክ ሬይነር ገሊጾም።

ኣምባሳደር ሬይነር ነዚ ዝበሉ ኣብ አዲስ አበባ ምብጻሕ ይገብራ ንዘለዋ ከንቲባ ከተማ ዋሽንግተን ከንቲባ ኣብ ዝተዳለወ ናይ መቐበሊ እንግዶት’ዩ።

ንሶም “ልኽዕ ከምቲ ካብቲ ዘገርም ታሪኽ ርክብ ኣሜሪካን ኢትዮጵያን ኹሉ መጻኢ እዛ ዓባይ ሃገር ዝያዳ ዘሓጉስ’ዩ። ኣብ ዝሓለፈ ሓደ ዓመትን ፈረቃን ኢትዮጵያ ኣብ መዳያት ቁጠባ ፖለቲካንን ዝተዋደዱ ዝተሳለጡን ዘገርሙን ኣወንታዊ ምምሕያሻትን ስጉምቲታንት ወሲዳ’ላ። እዞም ምምሕያሻትን ስጉምቲታት ንኢትዮጵያ እንደገና ይፈጥርዋ ኣለው።”

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG