ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ጅቡቲ ሓገዝ ይጽውዑ


ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ጅቡቲ ሓገዝ ይጽውዑ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:14 0:00

ኣብ ጅቡቲ መዓስከር ሆልሆል ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ብዋሕዲ መግብን ማይን ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ፀገማት ከምዘለውዎም ንድምፂ ኣሜሪካ ተዛሪቦም። ኣብቲ ከባቢ ዝለዓል ህቦብላ ነቲ ናይ ቴንዳ መንበሪኦም ከምዘፍርሶን፣ ነቲ ቴንዳ ዝቕይረሎም ኣካል ከምዘየለን ይገልፁ። ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ዝተሓተተ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት (UNHCR) ድማ ነቲ ትካል ገጢሙዎ ዘሎ ስእነት ቀረባት ይጠቅስ።

XS
SM
MD
LG