ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያዊት ለተሰንበት ጊደይ ንክልተ መዓልታት ዝጸንሓ ሓድሽ ክብረ ወሰን 10,000 ሜትር መሊሳ ሰይራቶ


ፋይል
ፋይል

ኣብ ነዘርላንድስ ኣብ ዝተኻየደ መጻረይ ኦሎምፒክ ኢትዮጵያውያን ለተሰንበት ጊደይ ቅድሚ ክልተ መዓልታት ብኢትዮጵያዊት ሆላንዳዊት ሲፋን ሓሰን ተሰይሩ ዝነበረ ክብረ ወሰን ዓለም መሊሳ ሰይራቶ። ለተሰንበት ኣብቲ ናይ 10 ሺሕ ሜትር ጉያ ብልዕሊ ሓሙሽተ ሰኮንድ ብምምሕያሽ`ያ ሪኮርድ ወኒና-29 ደቒቕን ሓደ ሰኮንድን ሰለስተ ካልኢት ውድድራ ዛዚማ ።

ኣቐዲማ ቕድሚ ክልተ መዓልታት ኢትዮጵያዊት ሆላንዳዊት ሲፋን ሓሰን ነቲ ብኣልማዝ ኣያና ኣብ 2016 ኣብ ኦሎምፒክ ሪዮ ተታሒዙ ዝነበረ ክብረ ወሰን ምስባር`ይፍለጥ።

XS
SM
MD
LG