ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያዊያን ኣይሁድ ‘ሰጊድ’ ብምባል ዝፍለጥ ሃይማኖታዊ ፌስቲቫል ሎሚ ረቡዕ ኣብ ከተማ እየሩሳሌም የኽብሩ


ኢትዮጵያዊያን ኣይሁድ ‘ሰጊድ’ ብምባል ዝፍለጥ ሃይማኖታዊ ፌስቲቫል ሎሚ ረቡዕ ኣብ ከተማ እየሩሳሌም የኽብሩ
please wait
Embed

No media source currently available

0:00 0:01:17 0:00

እቲ ሃይማኖታዊ በዓል ሰጊድ ካብ ሰጊዳ ዝብል ናይ ሄብሩ ቃል ዝመጸ ኮይኑ ኣምልኾ ማለት’ዩ። ኣብ 2008 ፓርላማ እስራኤል ሃይማኖታዊ በዓል ኣምልኾ ‘ሰጊድ’ ሃገራዊ በዓል ክከውን ብምውሳን ካብ ሽዑ ጀሚሩ ኣብ መንበሪ ገዛ ፕረዚደንት’ታ ሃገርን ኣብያተ ትምህርቲን ብወግዒ ይኽበር።

XS
SM
MD
LG