ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያዊያን ኣትሌት ኣብ ማራቶን ቶክዮ ይዕወቱ


ኢትዮጵያዊያን ኣትሌት ኣብ ማራቶን ቶክዮ ይዕወቱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:30 0:00

ትማሊ ሰንበት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ቶክዮ ኢትዮጵያዊ ብርሃኑ ለገሰ ብ2፡16፡45 ቐዳማይ፡ ቤልጅማዊ በሽር ዓብዲ ካልኣይ ብ2፡04፡49፡ ኢትዮጵያዊ ሲሳይ ለማ ብ2፡04፡51 ሳልሳይ ብምዃን ተዓዊቶም ኣለው። ብተመሳሳሊ ብደቂ ኣንስትዮ እስራኤላዊት ሎና ቸማቲ ብ2፡17፡45 ቐዳመይቲ፡ ኢትዮጵያዊት ብርሃን ዲባባ ብ2፡18፡35 ካልኣይቲን ኢትዮጵያዊት አሰፋ ከበደ ብ 2፡20፡30 ሳልሰይቲ ብምዃን ተዕዊተን ኣለዋ።

XS
SM
MD
LG