No media source currently available
ኢትዮጵያዊያን ኣትሌት ኣብ መበል 21 ማራቶን ዱባይ ተዓወቲ ኮይኖም። ብደቂ ተባዕትዮ ኦሊቃ አዱኛ ብደቂ ኣንስዮ ድማ ወርቅነሽ ደገፋ ቀዳማይ ብምኳን ውድድሮም ዛዚሞም ኣለው።