ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያዊያን ተማሃሮ ኣብ ዓለምለኸ ውድድር ቴክኖሎጂ ተወዳዲሮም ዘዕግብ ውፅኢት ምርካቦም ተገሊጹ


ኣብ ዝሓለፈ ዓመት መወዳእታ ንኢትዮጵያ ወኪሎም ኣብ ቻይና ኣብ ዝተገብረ ዓለምለኸ ውድድር ቴክኖሎጂ ዝተሳተፉ ተማሃሮ ካብ ዓለም መበል 17 ደረጃ ዝረኸቡ ክኾኑ ከለው ካብ ኣፍሪቃ ድማ መበል ካልአይ ደረጃ ብምርካብ ውድድሮም ዛዚሞም።

ተማሃሮ ይብራህ መሓርን ያሬድ ወልደገብርኤልን ኣብ 2011 ዓ.ም ካብ ኢንስቲቱት ኦፍ ቴክኖሊጂ መቐለ ብኮምፒተር ኢንጂነሪንግ ብድግሪ ተመሪቆም፡፡ እዞም ተማሃሮ ኣብ ውሽጢ ትግራይን ብደረጃ ኢትዮጵያን ኣብ ዝተገበረ ውድድር ብምዕዋትዮም ንሃገር ወኪሎም ኣብቲ ዓለምለኸ ውድድር ዝተሳተፉ፡፡

ምስቶም ተማሃሮ ዝተኻየደ ዕላል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG