ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያን ግብጺን ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ልዝብ ህዳሴ ግድብ ኢትዮጵያ ከምዘይተሰማምዓ ተገሊጹ


ፋይል- ግድብ ህዳሴ ኢትዮጵያ
ፋይል- ግድብ ህዳሴ ኢትዮጵያ

ኢትዮጵያ፡ግብጺን ሱዳንን ኣብ ልዕሊ ኣመላልኣ ግድብ ህዳሴ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ካይሮ ኣብ ዘሳለጥኦ ኣኼባ ነናይ ገዛእ ርእሰን ውጥን ሒዘን ንክመያየጣ ወሲነን። ኢትዮጵያ ብወገና ‘ንናይ ሓይሊ ጠለባ ንምምላእ ብመሰረት ዘለዋ ትልሚ ከምተተግበር ኣፍሊጣ’ላ።’

ንልዕሊ ሓደ ዓመት ተቛረጹ ዝጸንሓ ልዝብ ሰለስቲኣን ሃገራት ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ግብጺ ቀጺሉ’ሎ።

ሚንስትር ሃብቲ ማይ ኢትዮጵያ ኣቶ ስለሺ በቀለ ንጋዜጠኛታት ብዛዕባ’ቲ ኣብ ካይሮ ዝተሳለጠ ኣኼባ ኣብ ዝህብዎ መግለጺ ‘ግብጺ ካብ’ቲ ንቡር ውጽእ ዝበለ ከምኡ’ውን ምስ’ቲ ኣብ ሱዳን ዝተኸሰተ ፖለቲካ ህውከት ኣብ ግምት ዘየእተወ ምክረ ሃሳብ ሒዛ ከምዝቐረበት ‘ ገሊጾም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኢትዮጵያን ግብጺን ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ልዝብ ህዳሴ ግድብ ኢትዮጵያ ከምዘይተሰማምዓ ተገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:55 0:00


Recommended

XS
SM
MD
LG