ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

አዲስ አበባ፡ 29 ቢልዮን ብር ወጻኢ ዝተገብረሉ ፕሮጀክት ተጀሚሩ


ልዕሊ 50 ኪሎ ሜትር ንውሓት ዘለዎን ብ29 ቢሊዮን ብር ወፃኢ ዝስራሕን ፕሮጀክት ወሰን ሩባ ኣዲስ ኣበባ ወግዓዊ ኮይኑ።ናይታ ከተማ መልክዕ ከምዝቕይር ዝተገልፀ እዚ ፕሮጀክት ኣብቲ ስነርዓት ተረኺቦም ምጅማሩ ወግዓዊ ክገብሩ ትፅቢት ዝተገብረሎም ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣብቲ ስነስርዓት ኣይተረኽቡን።

ንዕኦም ብምውካል ነቲ ፕሮጀክት ዘጀመሩ ናይ ኣዲስ ኣበባ ምኽትል ከንቲባ ኣቶ ታከለ ኡማ ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣብቲ ስነስርዓት ዘይተረኽቡ ብሰንኪ ህፁፅ ስራሕ እዩ ኢሎም ።

XS
SM
MD
LG