ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

አዲስ አበባ: ፖሊስ ንክልተ ጋዜጠኛታት አሃዱ ሬድዮ ምእሳሩ ተፈሊጡ


ከተማ አዲስ አበባ
ከተማ አዲስ አበባ

ካብ ኣሸባሪ ውድብ ተልእኮ ብምቕባል ኣብ ምንቅስቓስ ተዋፊሮም ብዝብል ጥርጣረ ፖሊስ ንክልተ ጋዜጠኛታት ኣሃዱ ሬድዮ ኣሲሩ ይምርምሮም ከምዘሎ ኣፍሊጡ።

በቲ ክሲ ዝተጠርጠረት ጋዜጠኛ ልዋም ኣታኽልቲ ሎሚ ንካልኣይ ግዜ ቤት ፍርዲ ዝቐረበት ክትከውን ከላ፡ ብተመሳሳሊ ገበን ዝተጠርጠረ ሓላፊ ክፍሊ ዜና`ቲ መደበር ሬድዮ ክብሮም ወርቁ ድማ ትማሊ ንመጀመርያ ግዜ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ ኔሩ። ቤት ፍርዲ ንፖሊስ ንተወሳኺ ናይ መርመራ መዓልታት ፈቒድሉ`ሎ።

XS
SM
MD
LG