ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

አዲስ አበባ፡ ኣብ ከባቢ ላፍቶ 6 ሽሕ አባይቲ ምፍራሱ ነበርቲ ይኸሱ


ከተማ አዲስ አበባ

ኣብ ከተማ አዲስ አበባ ከባቢ ንፋስ ስልኪ ክፍለ ከተማ ላፍቶ ብፍላይ ድማ ሃና ማርያም ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ካብ 6 ሽሕ ዘይውሕድ አባይቲ ከምዝፈረሰ ተበዲልና ዝብሉ ነበርቲ ገሊጾም።

እዞም ነበርቲ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ዓመታት ካብ መንግስቲ መፍትሒ ኣይረኸብናን በዚ’ውን ተማሪርና ኢና ክብሉ ገሊጾም።ንሶም ወሲኾም እቲ ከይዲ ምፍራስ አባይቲ ኣይተቋረጸን’ውን ይብሉ። ካብ ሰበ ስልጣን ምምሕዳር ከተማ አዲስ አበባ ምላሽ ንምርካብ ዝተገብረ ፈተነ ኣይተዓወተን።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

አዲስ አበባ፡ ኣብ ከባቢ ላፍቶ 6 ሽሕ አባይቲ ምፍራሱ ነበርቲ ይኸሱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:03 0:00

ኣብዚኣ'ሞ

መገሻ ፕረ. ኢሰያስ ኣፈወርቂ ናብ ኢትዮጵያ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG