No media source currently available
ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ኢትዮጵያዊያን ኣመንቲ ክርስትና ልደት ክርስቶስ ንምኽባር ናብ ኣብያተ ክርስትያን ላሊበላ ይበጽሑ።ገለ ካብቶም በጻሕቲ ናብቲ ቦታ ክበጽሑ ኣስታት ሰለስተ ሰሙን ከምዝወሰደሎም ይገልጹ።