ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

አብ ከባቢ ሞያሌ ዝተፈጥረ ጸገም ጸጥታ ህይወት ሰብን ንብረትን ከምዝጠፍአ ተገሊጹ


ሞያሌ
ሞያሌ

ኣብ ኢትዮጵያ ከባቢ ሞያሌ ኣብ ቀረባ ብዝተፈጥረ ጎንጺ ኣብ ህይወትን ንብረትን ክብ ዝበለ ጉድኣት ከምዘውረደ ይግለጽ ኣሎ።

ምምሕዳር ክልል ኦሮምያ ብወገኑ እቲ ጉዳይ ቅድሚ ሎሚ ብዝነበሩ ምምሕዳራት ክዕረዩ ዝነበሮም ጸገማ’ዮም፡ ካብኡ ሰጊሩ ዝመጹ’ዮም ኢሎም ኣለው።

ነበርቲ’ቲ ከባቢ ነዚ ጸገም ዝፈጠሩ ካብ ክልል ሓሙሽተ ዝመጹ ሰባት’ዮም መጥቓዕቲ ዝፍጸሙ ዘለው ክብሉ የማርሩ።

ናይ ክልል ኦሮምያ ምክትል ሓላፊ ክፍሊ ጸጥታን ጉዳያት ሓለዋን ኮነሬል አበበ ገረሱ እቲ ጉዳይ ቅድሚ ሎሚ ዝነበሩ ምምሕዳራት ይፍጸሙ ካብ ዝነበሩ ዝተመሓላለፈ’ዩ ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG