ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

አባላት ፓርላማ ዝሓዘት ጉጅለ ናብቲ ቅትለት ዝተፈጸመሉ ከባቢ ወለጋ ተላኢኻ


ኣፈጉባኤ ፓርላማ ኢትዮጵያ ታገሰ ጫፎ
ኣፈጉባኤ ፓርላማ ኢትዮጵያ ታገሰ ጫፎ

ኣፈጉባኤ ፓርላማ ኢትዮጵያ ታገሰ ጫፎ፡ ሓንቲ ኣባላት ፓርላማ ዝሓዘት ጉጅለ ናብቲ ለንቅነ ቅትለት ዝተፈጸመሉ ከባብታት ምዕራብ ወለጋን ጋምቤላን ከምዝለኣኸ ኣፍሊጡ።

መንግስቲ እቲ ቕትለት ብዕጡቓት ሸኔ ተፈጺሙ ይብል ። እቶም ዕጡቓት ድማ ነዚ ብምንጻግን ብናጻ ወገን ክጻረ ይጽውዑ።

ብመሰረት ሓበሬታ ስበ-ስልጣን ምዕራብ ወለጋ እቲ ኣፈጉባኤ ብተወሳኺ፡ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ`ውን ነቲ ፍጻመ ክምርምሮን ናብ ፓርላማ ጸብጻብ ከቕርብን ሓቲቱ`ሎ።

XS
SM
MD
LG