ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

አማኻሪ ሃገራዊ ጸጥታ ኣመሪካ ንጉዳይ የመን ብዝምልከት ምስ ልዑል ስዑዲ ዓረብ ክዘራረቡ'ዮም


የመን

ኣማኻሪ ሃገራዊ ፀጥታ ፕረዚደንት ባይደን ጄክ ሱሊቫን ናብ ስዑዲ ዓረብ ይገሹ ኣለው።ብመሰረት ሽሞም ክግለፅ ዘይደለዩ ክልተ ላዕለዎት ሰበስልጣን ምምሕዳር ባይደን ኣሜሪካ ኣብ መንጎ ስዑዲን ዓመፅቲ ሑቲን ኣብ የመን ይካየድ ዘሎ ንዓመታት ዝጸንሓ ኵናት ጠጠው ክብል ድፍኢት ኣብ እትገብረሉ ዘላ ሕጂ እዋን ሱሊቫን ምስ ልዑል ወራሲ መሓመድ ቢን ሳልማን ተራኺቦም ክዘራረቡ እዮም ።

ናይ ሱሊቫን ናይ ሎሚ ሶኑይ ጉዕዞ ብናይ ባይደን ምምሕዳር ላዕለዋይ ብዓል ስልጣን ናብ ስዑድ ዓረብ ዝካየድ ዘሎ ፈላማይ መገሻ እዩ።

ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG